ቁፅሪ/ref.no/Ze_ /ኤ _ 2 /ፐሮ - 26
ዕለት 03/07/2017
ፕሮፎርማ ቑፅሪ -23
አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ሩፍሩፍን ጣዉላን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
በዚ መሰረት ክትወዳደሩ አትደልዩ መቅረብቲ ትካላት
• ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘለኩም::
• ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪT\መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል::
• ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር /Specification/መሊኦም ከቅርቡ አለዎም::
• መቅረብቲ ካብ ዕለት 03/07/2017 ዓ/ም ክሳብ 05/07/2017 ሰዓት 11: 30 ሰነድ ፕሮፎርማ ክትወስዱ ትክእሉ ::
• ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 08/ 07/2017ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት::
• እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም ንምክፋት ዝዓግቶ የለን::
• ተጫረቲ እቲ ዘቅረብዎ ዋጋ አብቲ ኤጀንስና አብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ክመልኡ ኣለዎም::
• ኣብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን
• ተሳተፍቲ ኣብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ
• ኤጀንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻና ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ አብ ግራዉንድ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 1 ወይ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረት::
ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ስዓት ምድዋል ይካኣል::