ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ 13
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ዕውር ላሸጂን ግሪስን ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ግልጋሎት ስለ ይደሊ:: ንሓደ ዓመት ውዕሊበዚ መሰረት እዞም ዝሰዕቡ ረቋሒታት እተማልነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ::
መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም::
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣፣
3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪ / TIN/ ዘለኩም::
4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ክቕርብ ዝክእል፣፣
5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሸም፡ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተምን 'ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 02/07/2017ዓ/ም ክሳብ 05/07/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 400 ክትቕርቡ ክትወዳደሩ ትክእሉ፡፡
6. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት05/07/2017ዓ/ም ሰዓት 4.00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4.30 ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይከፈት ::
7. ብእቲ ዝቐርብ ፅራቱ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን ::
8- እብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን ::
9. ካብዚ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቐይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን ::
10. እዚ ሰነድ ጨረታ በሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ መዕሊ ኾይኑ ስለ ዘገልግል እቲ ሰራሕ ኣረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ ::
11. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ስዓራይ እንተኮይኑ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ ሰራሕ ብስፈሰፈኬሽን መሰረት ንከቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተሰማሚዔ ኣለኩ ::
12. ዋጋ ፀኒዑ ዝንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኸውን::
13. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
14. ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚን መዓኒ መራገፊ ወሲዶም ፎቶኮፒ ኣራሖም ናብ ቤት ፅሕፈትና ብውዕሎም መሰረት ኣታዊ ዝገብሩ።
15. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቂን ቁፅሪ 0026444876 ከምዝኮነ ንሕብር፣
16. እቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትግበር::
12. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ይእካ ምውሳድ ይከኣል፣፣
18. ንተወሳኺ ሓብሬታ
ብስልኪ ቁፅሪ ---- 034441 65 70 ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ ትግራይ
ተቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዕቀኒ | በዝሒ መኪና | ሞዴል መኪና | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
01 | ናይ ሕፅበት | ማእከላይ ኣውቶብስ | ቁፅሪ | 01 | ||||
02 | ናይ ሕፅበት ግራስን | ማእከላይ ኣውቶብስ | ቁፅሪ | 01 | ||||
03 | ናይ ሕፅበት | ኣናእሽተይ መኪና | ቁፅሪ | 11 | ||||
04 | ናይ ሕፅበት ግሪስን | ኣናእሽተይ መኪና | ቁፅሪ | 11 | ||||
05 | ናይ ሕፅበት | ሞተር ሳይክል | ቁፅሪ | 01 |