ቁፀሪ ደኣ/2/H-3/2017ዓ/ም
ዕለት 02/07/2017 ዓ/ም
ን3ይ ጊዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ
ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ባጃጅን መሃንዱራን ግልጋሎት ዝህቡ ኣወዳዲራ ውዕሊ ኣሲራ ን6ተ ወርሒ ከተስርሕ ትደሊ
ተወዳደርቲ ተማልእዎ ረቃሐታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ 2017 ዓ/ም ከቅርብ ዝክእል
2. እነሹራንስ ዘለዎ
3. ሌቭሬ ዘለዎ
4. ጨረታ ዝወፀሉ 02/07/2017ዓ/ም ክሳብ 11/07/2017 ዓ/ም ይከውን ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 11/07/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ብተመሳሳሊ ዝክፈተሉ
5. 11/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ኮይኑ ተጫራታይ ሕጋውያን ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ቀቤሌ 15 /ዝርከብ ዋና ቤት ፅሐፈትና ይውን
6. ናይ ዝህብዎ ግልጋሎት 2% _ ሲፒ ከትሕዝ ዝክእል
7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኮይኑ ተረኪቡ ናይ ምስራዝ መብቱ ሕሉው እዮ