ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ

ፕሮፎርማ ምልክታ ቑፅሪ 03/2016

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ክልል ትግራይ አብ ናይ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይዚ ትካል ዘለዋ ዝተበላሸዋ Office Machine ብፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ውዕሊ አሲሩ ከፀግን ስለ ዝደለየ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ተ.ቑዓይነት ንብረትስፐስፊኬሽንመዐቐኒበዝሔናይ ሓደ ዋጋ
1Desktop Computerዝተፈላለያ ዓይነትቑፅሪ12
2Printerዝተፈላለያ ዓይነትቑፅሪ7
3Photocopy Machineዝተፈላለያ ዓይነትቑፅሪ3
4Laptop computer10

መምርሒ

1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደሱ

2. ቲን ነምበር ዘለዎም

3. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 01/07/2017 ዓ/ም

4. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 3.30 ቕድሚ ሰዓት

5. ፕሮፎርማ ዝኸፈሉ ዕለት 04/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ቕድሚ ሰዓት

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል

7. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን

8. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ 7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን

NB. ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ ናብ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለዉጢ ነባሪ ኣየርን ቢሮ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብኣካል ብምምፃእ ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0342414054 ምጥያቕ ይከኣል::