ቑፅሪ ል/እ/ም/ፋ/ቆ/ከ/ስ/ዕን ምም/ር/ 142 02/2017
ዕለት 28 /06 /2017 ዓ/ም
ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ክስራሕ ልምዓት ሓለዋ ጥዕና ዘገልግል ናይ እንስሳት ሕክምና መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እታማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም።
• ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/Specification/ ምስራዝ ኣይካኣልን።
• እቲ ግልፂ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ክህልዎ ኣለዎ ።
• እዚ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተብሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኸቡ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይሰውሉ ዝኽፈት ምዃኑ።
• ስዓራይ ምዃኑ ምስ ተፈለጠ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምምሃር ፋይናንስን ወቆ/ተምቤን ከቅርብ ዝኽእል ።
• ንሓደ ደኩመንት ዘይምለስ ብር 200 / ክልተ ሚኢቲ ብር / ካብ ከይዲ ስራሕ ልምዓት እቶት ወረዳ ቆላ ተምቤን ሰነድ ብምግዛእ እቲ ጨረታ ሰነድ ብዝግባእ መሊኡ ክወዳደር ዝደሊ
• ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኸውን ብ 5000 ብር ብር ወይ ዝጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል
• ሰነድ ዝሽወሉ እዋን ካብ ዕለት 28/ 06 /2017 ዓ/ም ክሳብ 09/07/207 ዓም - ኮይኑ ሓደ ኮፒን ሓደ ኦርጅናል ነንበይኑ ንሽቶ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳቦን ምእታው ይከኣል
• እቲ ጨረታ ዕለት 09 / 07/2017 ዓም ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓዩ በቲ ዕለት ስዓት 4፡30 ቅድሚ ስዓት ይክፈት ዝኸፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እምሮ ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 39 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ : ይክፈት " ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጓጎልን።
• ስዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕል ክኣስር ዝኽእል።
• ናይ ዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ክፋልቲ መለለይ ቁፅሪ ን ካርድ / ዘለዎን ዝተሓደሰ መቅረባይነት መረዳእታ ካቐርብ ዝኽእል።
• ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወቆተምን እዚ ግልፂ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙልእ ይችን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
• ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ቆላተምቤን ተወሳኺ ሓበሬታ 0914158967 ወይ 09142f4797