1 ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ኣብ ናይ 2017 ዓም በጅት ዓመት ዝተትሓዘሉ ንምጭራት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ 26/6/2017 ዓም ክሳብ 10/7/2017 ዓም ቀደሳምን ሰንበት ሓዊሱ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ከምትክእሉ ይሕብር
2 ናይ ተጫረቲ ሽምን ኣድራሽን ማህተምን ክትግብሩ ይግባእ
2 ተጫረቲ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ
3 መለለይ ከፈላይነት ግብሪን : ናይ 2017 ዓም ወረቀት መቅረባይነት ዝሐደሱ
4 ተመዝገቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ናይ ሰለሰተ ወርሒ ሒሳበ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ
5 መከበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈትን 5000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ሕትመት 3000 ቅርሺ: ንኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ : ንናዉቲ ቢሮ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ዘትሕዝ
6 መዓደጊ ሰነድ ንነብስወፍ 200 ብምግዛእ ክትወዳደሩ ትክእሉ
7 ተጫረቲ ሰዓራይ ምስተፈለጠን ናይ ቅሬታ ግዜ ምስሓለፈን ኣብ ዉሽጪ ሐደ መዓለቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ
8 ናይ ንብረት መረከቢ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ይከዉን
9 እቲ ጨረታ 11/7/2017 ዓም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከለቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት
10 እቲ ቤት ፅሐፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0921585928