ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር

1 ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ፡ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን

2 ናይ ወርሒ ጥሪ 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክሊር ዝገበርሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ዉሕስና ጨረታ 50000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ወይድማ ካብ ባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋፀ ቼክ ከቅርብ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 27 የካቲት  2017 ዓም ክሳብ 8 መጋቢት 2017 ዓም ዘይምለስ 400 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዋና ክፍሊ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 308 ደኩመንት ክትወስዱ ትክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ትካል ዘዳለወ መሰረት ብምግባር ብናይ ባዕልኩም መዓቀኒ ቴክኒካልን ፋይናንሻል መሊእኩም ብሽምዒ ብሽምዒ ዝተዓሸ ፖስታ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 409 ክተቅርቡ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

6 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋሐወሉ 27 የካቲት 2017 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብምፅናሕ 8 መጋቢት 2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ 4 ደብሪ ኣብ ዝርከብ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ኣዳራሽ ይክፈት

7 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ድምፂ ወያነ ትግራይ ኣታዊ ይገብር

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344410544 /46