ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
P.R | ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መለለዪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
35630 | 1 | መጋፍያ | ቑፅሪ | 50 | |||
2 | ስሚንቶ ሸንኬሎ | ቑፅሪ | 80 | ||||
3 | ጀሪካን | ባዓል 10 ሊትሮ | ቑፅሪ | 80 | |||
4 | ጀሪካን | ባዓል 20 ሊትሮ | ቑፅሪ | 20 | |||
5 | ሜትሮ | 30m | ቑፅሪ | 4 | |||
6 | ሜትሮ | 3m | ቑፅሪ | 12 | |||
5 | ገመድ ነዳቂ | ጥቅልል | ቑፅሪ | 12 |
ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት
* ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፤ቲን ናምበርን ሻት እንተሃልይኩም ሻት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ።
* እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ሻት/TOT/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ
* ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቅሓ) ክህብ ኣለዎ
* ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሸጉ ክመፅእ ኣለዎ
* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 27/06/2017 ክሳብ ዕለት 29/06/2017 ሰዓት 6:00
* ፕሮፎርማ _ ዝኽፈተሉ ዕለት 01/07/2017 ሰዓት 3:00 ይኸውን ።
* ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
* ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404674 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል::