ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

ቁፅሪ ቃላ01/03/362/17

ዕለት 26/06/2017 ዓ/ም

ፕሮፎርማ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2” ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ንተምሃሮ ቀለብ ዝኸዉን ጥራምረ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ

ክትወዳደሩይዕድም።

ተደላይ ረቃሒታት ዝርዝር ከም ዝስዕብ ይኸውን

• ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ከቅርብ ዝክእል።

• ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም።

• ዣት ወይ TOT ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ታሕሳስ ወርሒ 2017 ዓ/ም ዲክላራሰዮን ኩቅርብ ዝክእል።

• ናይ 2017 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ።

• ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።

• ነቲ ፕሮፎርማ ሲዒርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ውዕል ኣሲሩ እቲ ንብረት አብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል ።

• እዚ ፕሮርማ ከመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ TOT ምኻኑ ወይ ዘይምኻኑ ይሕብሩልና እንተዘይሓቢሮም ምስ ቫቱ ከም ተመልአ ተገይሩ ይውሰድ።

• _ ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ።

• አቲ ፕሮፎርማ ቤት ትምህርትና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምውሳኽን ይክእል እዩ፡፡

• ቤት ት/ቲና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

• አዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/06/2017 ዓ.ም ከሳብ 29/06/2017 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ታዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ቃላሚኖ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ይከፈት።

N.B ንዝበለፀ ሓቤሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0945462700 ደዊሎም ምሕታት ይከአል እዮ ።