ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ኣይሲቲ /ICT/ግልጋሎት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድም ።

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
ብርሳንብርሳን
1መፍትሕ ናይ Computerእስታርሴት01
2ብሮወርመንገፊ ኮፒዩተርቁፅሪ01
3ቱርኪት ናይ ኮፒዩተር መሳርሒናይፅገና /ቦክስ/ሴት01
4ናይ ኮፒዩተርማዉዝቁፅሪ01

መተሓሳሰቢ

• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ቲን መረዳአታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ

• ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/06/17 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ኣብ ኣየር ይፀንሕ

• ብተመሳሳሊ ዕለት-01/07/2017 ዓ/ም 03፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 03፡30 ይክፈት ሰዓት

• ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ፍቃድ ዝምልከት ንናይ ባእሉ ፎቶ ኮፒ ንፁር ሒዙ ክቀርብ ኣለዎ

• ሕድሕድ ተወዳደርቲ ኣብ ዘርፉ ይወዳደር ብተወሳኺ ድማ ዝተማልኣ መረዳእታ

ክቅርበሉ አለዎ

• ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ'ዩ።

• ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።

• ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ አብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።

• ሽምን

• ፊርማን

• መቅረባይ