ማእከል ቤት ህንፀት ውቕሮ

 ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ንዕድም
Â

1 በቢ ዘርፍ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ዘሐደሰ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ ዘለዎን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ካብ ትልምን ፋይናንስን ዝተረጋገፀ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

4 ንናይ ህንፃ መሳርሒን ተወዳደርቲ ዝኮንኩም ቫት ዝተመዝገበን ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ምስ ናይ እቶት ኣታዊ ምስክር ወረቀት አታሓሒዙ ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

5 መክብሪ ጨረታ ንህንፃ መሳርሒ ብር 5000 : ንሞራለን ሞራጅን ቀላሚጦስንÂ 2000 ቅርሺ ብሲፒኦ ጥራሕ ሕጋዉነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ኣቀዲሙ ዘትሕዝ

6 Â ሳንዱቅ ጨረታ 30 /09 /2008 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8፡30 ባዕሎም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ይኽፈት

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ቢሮ ቁፅሪ 5 ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረታት 30 ቅርሺ ንናይ ሞራለን ሞራጅን ቀላሚጦስን 20 ቅርሺ እናከፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ከም እትክእሉ ንገልፅ

8 ንዝበለፀ ሓበሬታ ካብቲ ጨረታ ሰነድ ምርአይ ይካአል

9 መቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ይኩን ብክፈል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስቁ 0344430843 ምሕታት ይከኣል