ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእከል

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰት ዲናሞ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም::

ተደላይ ረቓሒ ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

➢ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝኸእል

➢ ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ ኣለዎም

➢ እዚ ፕሮፎርማ ስዒርካ ምስተብሃለ ኣብ ውሽጢ 3ተ ዓልቲ እቲ ንብረት ከቅርብ ዝኸእል

➢ ሕጋዊ ናይ ቫት ደረሰኝ ከቅርብ ዝኸእል

➢ ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል::

➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 28/06/2017 ዓ/ም ናይ ቅ/ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት 3:30 ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይኸፈት

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ 0914755232 ደዊልካ ምሕታት ይካኣ

ዝርዝር ዓይነት

ተ.ቑዓይነት ኣቅሓመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ዲናሞቁፅሪ1ሊዮ 0.75
ባዓል 1 ፈረስ ጉልበት