ንሳልሳይ ጊዜ ዝወፀ
ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2017 ዓ/ም በጀት ዓመት 20 ዲስክ ቶፕ ኮሞፒተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተደላይ ረታሒታት ዝርዝር ከምዝሰዕብ ይኸውን
➢ ናይ 2017 ዓ.ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ከቀርብ ዝክእል።
➢ ቲን ናምበር ምስ ንግዲፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ክትሕዙ አለዎም።
➢ ቫት ወይ TOT ተመዝገብቲ ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ናይ ጥሪ ወርሒ 2017 ዓ/ም ዲክላራስዮንን ከቅርብ ዝክእል።
➢ ናይ 2017 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል።
➢ ናይቲ ጨረታ መኽበሪ ሰነድ ብሰፒኦ (CPO) 50,000(ሓምሳ ሽሕ ቅርሺ) ከቕርቡ ዝኽእሉ።
➢ አብ መዘርዝር/እስፐሲፍኬሽን ብዝቐረቡ ጥራሕ ከቕርብ ዝኽእል።
➢ ኢዚ ጨረታ ሲዒርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሸጢ 5 መዓልቲ ውዕል ኣሲሩ እቲ ንብረት አብ ውሸጢ 2 መዓልቲ ከቕርብ ዝክእል።
➢ እዚ ጨረታ ክመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ምኻኑ ወይ ዘይምኻኑ ይሕብሩልና እንተዘይሓቢሮም ምስ ጓቱ ከም ተመልአ ተገይሩ ይውሰድ።
➢ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሸምን ይጠቀሙ።
➢ እቲ ጨረታ ቤት ትምህርትና 20 ናይቲ ንብረት ምሳናስን ምውሳኽን ይክእል እዩ።
➢ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00(ሚእቲ ቅርሺ ጥራሕ) ብምኽፋል ኣብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ንጉሆ ካብ 2፡30 ክሳብ 600ድሕሪ ሰዓት ካብ ሰዓት 8፡00 ክሳብ 10L00 ምውሳድ ይከኣል።
➢ ቤት/ት እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
➢ እዚ ጨረታ ዕለት 24/06/2017 ዓ.ም ክሳብ 03/07/2017 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ታዓዕዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ኣዳራሸ ቃላሚኖ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ - ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት።
N.B ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0945462700/0914763004 ደዊሎም ምሕታት ይክእል እየ።