ቁፅሪዕ/ፋ/ን/ም/ር/ 9044/17 ዕለት21/06/17ዓ/ም
ምልከታ ፕሮፎርማ
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ህንፃ ኣሌክትረክ ፅሬት መሳርሕ ኣቁሑትን ኣዋዳዲሩ ከገዚእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡
❖ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከሳተፍ (ከዋዳደር) ዝደሊ ተወዳደሪ መቅረባይ
➢ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ዓመታዊ ግብሪ ዝኸፈለ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝተሓደሰን ከቅርብ ዝኽእል፡፡
➢ ንግብረ ከፈልቲ ዝውሃብ መለለዪ ቁፅሪ /TI/ ዘለዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፡፡
➢ በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 21/06/7ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/07/6ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳነዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ፡፡
➢ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 25/06/7ዓ/ም ስዓት 8፡00 ተዓፅዩ ስዓት8 ፡30 ይኸፈት፡፡
➢ ፕሮፎርማ እንትኽፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል እንተተረኺቡ ይምረፅ፡፡
➢ እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
❖ ኣድራሻ ዕዳጋ ቀዳም ከይበፃሕኻ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፅፍካ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-81-30/09/4/20