ሎት ሐደ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ሎት ክልተ ናይ ኦፊስ ፈርኒቸር ኣቅሑት
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 ዝተሐደሰ ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ተወሰክቲ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክሙን ከምእዉን ሕሉፍ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለሪሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
5 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ክዕፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
6 መክበሪ ጨረታ ናይ ንሕድሕድ ሎት 20000 ብመልክዕ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ አብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕና ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ
7 ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ንሕድሕድ ሎት ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ስቶር C ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ
8 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉበ 3 መጋቢት 2017 ዓም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት
9 ሰዓራይ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር መዓቀኒታት ማለት እዉን እስፔስፊኬሽን መሰረት ዘቅርብን
10 ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ አታዊ ይገብር
11 ሰዓራይብዘቀረበ ስፐስፊኬሽ መሰረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ንሕድሕድ ሎት ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ አታዊ ከቅርብ
12 ነዚ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ክይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ስቶር C ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
13 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
14 ኩሎም ስምምዕነት ጨረታና ብስርዓት መምርሒ ዕደጋ ክልልና ኣዋጅ ቁፅሪ 255/ 2007 መምርሒ ዕደጋ 04/2007 ተገዛኢ ይከዉን
15 መክፍቲ መዕዉን ጨረታ ኣብ በዓል እንተዉዒሊ ኣብ ዝቅፀል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት
ንተወሳኪ ሐበሬታ 034444004715