ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

ግልፂ ጨረታ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ሞባይልን ስዓትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ።

2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን IIN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኽእሉ።

3. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. ናይ ወርሒ ታሕሳስ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

5. ጨረታ መኽበሪ ብ C.P.O.ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ፡፡

6. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም ንብረት ኣብ 15' መዓልቲ ብውዕሊ መሰረት የረክቡ::

7. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 18/06/2017 ክሳብ 02/07/2017 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡30 ተዓሽጉ ስዓት 9፡00 ናይ ድ/ስዓት ይኽፈት ፡፡

8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0344418556 ወይም 0914-752718 ምርካብ ይካአል እዩ።

ተ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርብር
1Iphone 16 Promax umboxingHands on and first impressions charger (Black Titaniun ESR massage charger shop ESR Qiz Magsafe Battery pack with kickstandPcs01
2Apple WatchSeries 9 &SePcs01