ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ

1ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ብቅዓት መረጋገፂ ምስክር ወረቀት

2ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ሕዳር 2017 ዓም ቫት ሪፖርት ወይድም ዲክለሪሽን ከቅርብ ዝክእል

ቅዳሕ  ከቅርብ ዝክእልን

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ቲን ናመበረ ቅዳሕ   ከቅርብ ዝክእል

4 ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

5ብናይ ማይ ትንከፈ ሰራሕቲ ኩሎም ደረጃታት ዝኮኑ ክሳተፉ ይክእሉ

6 ተወዳደርቲ መከበሪ ጨረታ 50000/ ሓምሳ ሽሕ ቅርሽ/ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይትመስረተ ዉሕስና ባንኪ ከቅርብ አለዎ

7 ኣብ ዝሐለፉ 7 ዓመታት ብናይ ማይ ስራሕቲ ናይ ልዕሊ ሓሙሽተ ሚኢቲን /500,000/ ልዕሊኡን ብዘፍር ማይ ኮንስትራክሽን ስራሕ ሰረሑ ብዉዕሉ መሰረት ወዲኡ ዘረከበ ምካኑ ሕጋዊ ፋይናንሻል ኦዲት ሪፖርት ወይ ናይ መወደእታ ክፍሊት ዝተፈፀመሉ ምስክር ወረቀት ፓይመንት ሰርተፊኬት መረጋገፂ መረዳእታ ሰነድ ድጋፍ ደብዳቤ አታሓሐዚ ከቅርብ ዝክእል
8 ሕድሕድ ተወዳደሪ ነቲ ፕሮጀክት መፈፀሚ ዝኮን ካፒታል ኣብ ሒሳብ እዚ ጨረታ ቅድሚ ምዉፅኡ ቅድሚ ወርሒ ኣብ ዝተፈለጠ ባንኪ ልዕሊ ሐደ ሚለዩን ቅርሽ /1,000,000/ ትራንዛክሽን ከሪኢ ወይ ድጋፍ ደብዳቤ ዝክእል መረዳታ ዘቅርብ

9 ሰዓራይ ዝከዉን ተወዳደሪ ኩሎም ዝተሐተተ ረቆሒ ኣማሊኡ ዝተሐተ ዋጋ ዝአተዉ ወይ ላስት ቪደር ይከዉን

10 ሰዓራይ ተኮናተራይ ምስዓሮ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 3 ተከታታሊ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ዝተዉሃቦ ዲዘይንን እስፐስፊኬሽንን ብዉዕሉ መሰረተ ሳይት ካብ ዝተረከበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 100 መዓልቲታት ሰሪሑ ከረክብ አለዎ

11 ሰዓራይ ተወዳዳሪ ድሕሪ ምስዓሩ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ መከበሪ ዉዕሊ ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ካብቲ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ገንዘብ 10 ሚእታዊ ከቅርብ ዝክእል
12 ተወዳደርቲ ነቲ ስራሕ መሳላጢ ከም ኤክሳካቫተር ኮምፐኣከተርን ጀነሬተር ዘለዎ እንተኮይኑ ናይ ዋንነት መግለፂ ሰነድ ዘይብሉ እንተኮይኑ ድማ ናይቶም ዝተገለፁ ዓይነት ማሽነሪታት ክሳብ ሰነ 30 / 2017 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ሕጋዊ ዉዕል ማለት እዉን አብ ቅድሚ ሕጊ ተቀባልነት ዘለዎ ከቅርብ ዝክእል

12 ኩሎም ተወዳደርተ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 14/6/2017 ዓም ካብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ህንፃ ቁፅሪ 4: 500 ቅርሺ እና ከፈሉ ክወስዱ ይክእሉ

13 ሰነድ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ እቲ ጠረታ ካብ ዝተከፈተሉ ግዝ ን ተከታታሊ 15 መዓልቲታት ይከዉን

14 ተወዳደሪ ናይ ዝወዳደሩ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድ ሐደ ዋና ክልተ ቅድሕ ሰነደታ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታታ ምስዓሸጉ ዋናን ቅዳሕን ኢልካ ኣብቲ ልዕሊ ኣናእሸተይ ኩሎም ፖስታት ብማርከር ብምፅሓፍ ማህተም አብ ልዕሊ እቲ እሽግ ብምግባርን ደጋም ኩሎም ኣናሽተይ ፖስታ ኣብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ መሊሱም ብምሽዓግ እቲ ዕሻግ ማህተም ክዓርፎ ብምግብር ናይቲ ዝወዳደርሉ ፕሮጀክት ሽም ናይ ኮንትራክተ ሽምን ኣድራሽን ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብይ ፖስታ ብማርከር ብምፅሓፍን ነቲ ዉድድር ተባሂሉ ኣብ ህንፃ ቁፅሪ 4 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 24/6/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ክቀርብ አለዎ
15 እቲ ጨረታ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት

16 አብ ስንዱቅ ዝአተወ ፖስታ ብዘይ ምህላዎም ዘይክፈት ኣይህልዉን

17 ቤት ፅሕፈትና ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914388160 0914541690 0914109183 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል