ማሕበር ልምዓት ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናውቲ (ፕላምፕለትን መድሃኒትን) ብ FSR ናብ ከተማ ኣክሱም ከጓዓዕዝ ይደሊ፡፡ ዝለዝኾነ ድማ FSR ዘለኩምን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡን ዝምልከተኩም ተወዳደርቲ ንክትሳተፉ ይዕድም፡፡

1. ናይ 2017 ዓ.ም በቲ ዘርፊ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣

2. መለለዪ ንግዲ ፍቓድ (Tin Number) ምስ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ፣

3. ቫት ወይ IOI ተመዝገብቲ (እንተኾይኖም) ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ወርሒ ጥሪ 2017 ዓ.ም ዲክላራስዮን ከቕርቡ ዝኸእሉ፣

4. ዝተሓደሰ ምዝገባ መቕረባይነት 2017 ዓ.ም ከቕርቡ ዝኸእሉ፣

5. ተኸታታሊ ቑፅሪ ዘለዎ ቅብሊት (ደረሰኝ) ከቕርቡ ዝኸእሉ፣

6. ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፣

7. እዚ ፕሮፎርማ ስዒርካ ምስተብሃለ መፀዋዕታ ኣብ ዝተገበረሉ እዋን ውዕሊ ብምእሳር ክፅዕን ዝኸእል፡፡ መፀዋዕታ ተገይርሉ ብእዋኑ ክቐርብ ዘይኸእል ካብ ውድድር ወፃኢ ብምግባር ቤት ፅሕፈትና ካልእ መማረፂ ይጥቀም፡፡

8. እቲ ዋጋve ክምላእ ከሎ ምስ ቫቱ ምዃኑን ዘይምዃኑን ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ፡፡ ብንፁር እንተዘይተፈሊጡ ምስ ቫቱ ከምዝተመልአ ተሓሳቢ ይግበር፡፡

9. ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ፣

10. ማ.ል.ት እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፣

11. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/06/2017 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማ.ል.ት ይኸፈት፡፡