- 1 ተወዳደርቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክኮኑ አለዎም ናይ ወርሒ ጥሪ 2017ዓም ሒሳቦም ዘወራረድሉ መረዳእታ ዘቅርቡ
- 2 አግባብነት ዘለዎ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ መቅረባይነት ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቁፅሪ ከቅርቡ ዝክእሉ
- 3 ተወዳደርቲ ካብ 13/6/2017 ዓም ክሳብ 28/6/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀተሪ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ካብ ቢሮ ቁፅሪ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 10 ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ
- 4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/6/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ዝከፈተሉ ዕለት ድማ 28/6/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ክክፈት እዩ
- 5 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- 6 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ዝሰዓሮ ንብረት አታዊ ይገብር
- 7 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914210412 / 0914179807