ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ናይ ጨረታ ምልኽታ ፕሮፎርማ/

ወርሒ የካቲት 2017 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት/Spare part/ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ኽዕድግ ይድሊ፤

1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፣

ተቓዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
Ambulance
1Side Mirror RH- 1587910-60142Pcs01
2Lam Assay RR RH81551-90K09Pcs01
3Wiper Blade FR RH & LH85212-60032 /85222-60062/Pcs02
4Fid Pump22505-54010Pcs01
5Break Master Cylinder47201-60A00Pcs01
6Friction Disc31250-60432Pcs01
7Released Bearing31210-36330Pcs01
8Pleasure Plate31230-60201Pcs01
9Side Mirror RH & LH87940-60372 1Pcs02
10Unit Assay Beam FR & LH81170-60C11Pcs01
11SironC8660-90304Pcs01
12Nozzles Washer23620-19105Pcs06
13Battery 70ABoldenPcs01
14Addis Tier With Inner Tube16*7.5Pcs05

መብርሂ፦ እቲ ዝመልኡዎ ዋጋ ናይ ኦርጅናል / Original/ ኣቕሓ ክኮውን ኣለዋ :: ዘየቕርብ ትካል ብሕጊ ተሓታቲ ይኽውን ፡

ብተወሳኺ ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ብንፁር ኽፀሓፍ ኣለዎ ::

➢ እንክተሎም መምርሒ:-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 05/06/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 07/06/2017 ዓ/ም ሰዓት ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 10/06/ 2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቁፅሪ 42 ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 7 ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ