ምልክታ ጨረታ
ናይ ሰራዊት ባኒ መሰንከቲ ማሽን ጨረታ ይምልከት
ቢሮና ኣርሚ 22 ንሰራዊት ዝውዕል ባኒ መሰንከቲ ማሽን ክነጫርት ስለ ዝደልና ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ንክትሳተፉ ክተማልኡዎም ዝግባእ ናይ ጨረታ ሕጊ ናይ 2017 ኣ/ግ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ምዝገባ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መቕረባይ መታወቕያን ኦርጅናልን ኮፕን ኣማሊእዂም ኣብ ጨረታ ንክትሳተፉ ንገልፅ::
➢ ቤት ዕዮና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።
1. ናይ ጨረታ ቦታ አየር ሃይሊ ካምፕ ግቢ ውሽጢ ልዕሊ እንዳ ገብሪኤል ቀበሌ 17 እንትኾን ንዝበለፀ ሓበሬታ/0914304450/0980451181/ ይደውሉ::
2. ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/06/2017 ኣ/ግ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ካብቲ ዝተገለፀ አድራሻ ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ይከአል::
3. ተጫረቲ ጨረታ ፖስታ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ዘእትወሉ ዕለት 20/06/2017 ኣ/ግ ካብ ሳዓት 2፡00 እስከብ 3፡00 ሰዓት ናይ ንጉሆ የኣቱ ልክዕ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታን ዕለትን በቲ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ዕለት እሱ ኮይኑ ሳዓት 3፡20 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸውን::
4. ተጫረቲ ካብቲ አብ ላዕሊ ዝተገለፀ ዕለትን ሰዓትን ወፃኢ ዝመፅእ ሰብ ዘይነስተአናግድ ምዃና ነፍልጥ::