1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርቡ አለዎም : ኢሉዉን መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋሊ ግብር : ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ናይ ጥቅምቲ 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘቅረብሉ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 መከበሪ ጨረታ 3000 / ሰለስተ ሽሕ ቅርሺ / ብስፒኦ መልክዕ ክትሕዝ ዝክእል
3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ መምርሒ ጨረታ ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 1000 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
4 እዚ ምልከታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ኣብ በዓል መዚ ሐለዋ ከባቢያን ለዉጢ ነባሪ ኣየርን ክልል ትግራይ ጀሚሩ ክሳብ 24/6/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከአል
5 እቲ ጨረታ 25/6/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይከዉን
6 ጨረታ ዝሰዓሩ ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ወፃኢ መጎዓዝያ መፅዓኒ መራገፊን ሸፊኖም ናብ ቤት ዕዩና የቅርቡ
7 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ኣተዊ ዝገብር
8 ካብቲ ዝተጠቀመጠ ሳምፕል ካሊኢ ኣማራፂ ተባሂሉ ዋጋ ምቅማጥ ኣይፈቀድን
9 ንዝተቀመጠ በዝሒ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ
9 እቲ ቤት ዕዩ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብባጀት ምክኒያት ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
10 ተጫረታየ ዘቅርብዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ወይድማ ዘይሐወሰ ምካኑ እነተዘይኣማላኪቱ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሐዊሱ ከምዝተመለአ ይሕሰብ
11 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ጀሚሩ ን45 መዓለቲ ይከዉን
12 ናይ ቫት ኣብ ቤት ፅሕፈትና ነትርፍ ምካና ነፍልጥ : ቅድም ክፍሊት ኣይፍቀድን: ስርዝ ድልዝ ኣይፍቃድን
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342414054