ን2ይ ግዜ ምልክታ ጨረታ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት
1. ናይ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2. ቫት ረጅስተር ዝኾኑን ዘሐደሱን
3. ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት CPO ከትሕዝ ዝክእል::
4. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 30.00(ሰላሳ ቅርሺ)
5. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን አለዎ::
6. ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 04/06/2017 ዓ/ም - 10/06/2017 ዓ/ም ይኸውን::
7. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 10/06/2017 ዓ/ም ልክዕ 4፡00 ኮይኑ ዝኸፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 10/06/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
8. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ አቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ
9. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ
10. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::