ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/

ናይ ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቁፅሪ 107 እናመፃእኩም ዘይምለስ ገንዘብ ብምክፋል ዝርዝር ሰነድ ምዉሳድ ከምትክእሉ ንሕብር

  • ናይ ስፔር ፓርት መሸጢ ሰነድ 30.00 ብር
  • ናይ መኪና ሃላቂ ጎማ መሸጢ ሰነድ 30 .00 ብር
  • ዓባይ ፎቶ ኮፒ መሸጢ ሰነድ Â 50.00 ብር
  • ንእሽተይ ፎቶ ኮፒ መሸጢ ሰነድ 30.00 ብር
  • ከለር ፕሪንተር መሸጢ ሰነድ 30∙00 ብር
  • ናይ ዝሽወጥ ንብረት መሸጢ ሰነድ ብናፃ
  • ናይ ቤት ፅሕፈት ናይ ፅሬት መሳርሒ መሸጢ ሰነድ 100.00 ብር

እቶም ዝሽየጡ

ሀ ጎማ ኮነጎ ጎማ ሓዱሽ

ለ አረጊት ጎማ ናይ መካይን

ሐ ናይ መካይንን መቀያየሪ አቁሑት አረጊተን ሐዱሽን

መ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቀሑት ከም ኮምፒተር ፋክስ ፕሪንተር ወዘተ

ሰ አረጊት ቀለም ፕሪንተርን ፎቶ ኮፒትን

2 ናይ 2008 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን ኦርጅናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ትኽእሉ

3 VAT ዝተመዝገብኩምን ምዃንኩም ዝገልፅ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ

4 ዝተጫረቶ ንብረት ጠቕሊልኩም ዘቕርብ

5 ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝሐዘ ሰነድ ትወስድሉን ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ትገብሩሉን ካብ ዕለት 08/ 09/2008 ዓ/ም እስካብ 15 /09/2008 ሰዓት አብ ስራሕ ግዜ ይኸዉን

ናይ ፅሬት አቁሑት ካብ 22 /09 /2008 ዓም ሰዓት 8: 00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ይክፈት

6 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 15 /09/ 2008 ሰዓት 8:00 ይኸዉን

7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 15 /09/ 2008 ሰዓት 8:30

8 ተጫራቲ ባዕላቶም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ሳንዱቅ ጨረታይኽፈት

9 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ካብ ዝተጫረትዎ ጠቅላላ ዋጋ 5 % የትሕዙ

10 ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ይገብሩ አብቲ ተቐመጠ ግዜ አታዊ እንተዘይ ገይሮም እቲ ኣብ ዉዕል ዘትሓዝዎ ገንዘብ ብሙሉእ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ይኾን

11 ጨረታ ዝሰዓረ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘእቱ ክኸዉን አለዎ

12 እተቅርቡልና ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን: አለዎ ቫት ሓዊሱ ዋጋ ዘየቐመጠ ተቀባልነት ይብሉን

13 ብተወሳኪ አብቲ ተቐሚጡ ዘሎ እስፐስፊኬሽን ምስራዝ ዝተከልከለ እዩ

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙለእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

15 ካብ ዝተቐመጠ ጨረታ 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ከምዝከኣል