ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንባዩቴከኖሎጂ ዝውዕል ላፕቶፕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ:: ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር ፡፡
ዝርዝር ግልጋሎት | ዝርዝር ምግለፂ/SPECIFICATION | መዓቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ላፕቶፕ ኮምፕተር | Hard disk 1 tera SSD RAM-16GB 14 generation Core i7 ultra 360" degree rotation Size 14.1 inch | ቑፅሪ | 01 |
መተሓሳሰቢ
➢ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኹም
➢ በቲ ሓዱሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል
➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ
➢ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ TIN ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኽእል ::
➢ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/06/2017 ዓ/ም ክሳብ 06/06/2017 ሰዓት 1125 ድ/ቀትሪ ክተቕርቡ ትኸእሉ
➢ ኣብ ስቶርኩም ዘየለ ንብረት ምውድዳር ኣይፍቐድን ፡፡
➢ ሰዓራይ ዝኾነ መቅረባይ ሰዓራይነቱ ምስ ፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ 2*ናይ ስራሕ መዓልቲ ከረክብ ዝኸእል ፡፡
➢ ቢሮ ካብ ዘዳለዎ ሽምን መፍለይ ቑፅርን ወፃኢ ፂሒፉ ዝተረከበ ተወዳዳራይ ተቀባልነት የብሉን ::
➢ እቱ ንብረት ብናይ ቢሮና በዓል ሞያ ምሰ አረጋገፆ ቅብል እዮ ምስበለ ኣብ ሓደ መዓልቲ ውሽጢ
➢ አታዊ ይከውን ኣታዊ እተዘይ ገይሩ ተወዳዳራይ ተቀባልነት የብሉን ::
➢ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል ፡፡
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቑ 0344 404161 ምድዋል ይከኣል/
ዓዲ ሓቂ ጎኒ ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ቢሮ አካለ ጉድኣት 5ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 18 ንርከብ ''