1 ብንግዲ ዘርፊኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም
2 መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም
3 መረዳእታ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ክተቅርቡ እትክእል
4 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2017 ዓም ሒሳብ ዘቅረብክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትእክሉ
5 መከበሪ ጨረታ ቢድ ቢንድ 5000 ቅርሺ ክተቅርቡ እትክእሉ
6 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 8 እናደማፀእኩም ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ
7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 29/5/2017 ዓም ክስብ 16/6/2017 ዓም ይከዉን
8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/6/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይከዉን
9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344416570 0344405313