ምልከታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ማይ መስተ ኣቁሑት ክዕድግ ስሰዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
P.R ቁፅሪ | ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መለለዪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
36557 | 1 | Supply 37 kw auto transformer switch | Pcs | 1 | Switch board (control panel should be contains. Over voltage and under voltage protection relays therminal over load relays, fuses and circuit breakers, phase sequence relays, time delays, water level or water guard control relays, start & stop push Buttones, current & voltage analog (digital meters. |
ከማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት
● ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ሰርቲፊኬትን ፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ከተሓሓዝ ኣለዎ፡፡
● እቲ ዝቀመጥ ዋጋ ቫት /ቲሶቲ/ ዘሰምን ዘይብሱን ምዃኑ ብንፁር ክቀመጥ ላሰዎ፣፣
● ሰዓራዶ ምስዓሩ ካብ ዝፈሰጠሱ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገሰገሱት /ላቀሓ/ ክህብ ኣሰም፡፡
● ዘድሊ መረዳእታ ብፓስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣሰም፡፡
● ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሱ ጊዜ ካብ ዕሰት 29/05/2017-3/06/2017 ዓ/ም 9:OO እዩ፣፣
● ፕሮፎርማ ዝክፈተሱ ሐሰት 03/06/2017 ዓ/ም 9:30 ይኸውን፡፡
● ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሱስ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መዕሱ ሕሰሙ እዩ::
● ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስሰኪ ቁፅረ 034204674/0342401921 ብምድዋል ወይከዓ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሲ ብኣካú ብምምፃእ ምጥያቀን ኘሮፎርማ ቀጥዒ ምውሳድ ይከላሰ፣፣