ኮሌጅ ቴክንክን ሞያን ኮረም

1 መሳርሒ ህንፃ

2 መሳርሒ ፅሕፈት

3 ኮምፒተርን ተዛመድትን

ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግብአኩም ረቁሓ

1 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ከፈልኩም ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

3 ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዝተሐደሰ ዘለኩም

 4 ናይ ቲን መረዳእታ ዘለኩም

5 መኽበሪ ጨረታ ንሕድሕዶም ብር ሓሙሽተ ሽሕ /5000/ ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ እትክእሉ

6 ዝሰዓርክምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝሰዓርክምሉ ዕለት ጀሚሩ እብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርት ምቅራብ እትክእሉ

7 ተጫረቲ ዝምልከተኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ጥራሕ እናክፈልኩም ኩሉሻዕ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 9/09/08 ዓ/ም እስካብ ዕለት 23/09/08 ዓ/ም ካብ ኮሌጅና ቢሮ ቁፅሪ 5 ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ብምዉሳድን ብሸምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምግባርን ነዚ ተባሂሉ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ አታዊ ትገብሩ ትክእሉ

9 እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብዕለት 23/09/08 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ተወከልቶም ብዘለዉዎ ይክፈት

10 ናይ ዉዕሊ መኽበሪ ካብ ዘሸነፍክምዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብሲፒኦ ክትሕዙ ይግባእ

11 ብባህሪኦም ዉሕስና ዘድልዮም ንብረታት ካብ 1 ዓመት ንላዕሊ ዉሕስና ንምሃብ ፍቃደኛ ዝኮንኩም

11 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0345510028 0348519007 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል