ምልክታ ፕሮፎርማ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ንምግዛእ
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን
3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡
ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ስፔስፍኬሽን | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብረሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
01 | Break pad kit | 04465-YZZF6 | set | 2 |
4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ እንተስዕሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፅር ማዕልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::
5. እዚ ዕድጊት ካብ 15-19/05/2017ዓ.ም ሰዓት 11:00 ዋጋ ብምምላእ ይፍፀም።
6. ዕለት 20/05/2017ዓ.ም ሰዓት 2:30 ተኸፍቱ ንዉሳነ ሓሳብ ንክቐርብ ይግበር
7. ኣበዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፖስታ ምስተኸፈተ ን7' ማዕልቲ ይኸዉን::
8. ሰዓራይ ትካል ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፅር እዋን ከቅርብ ዝክእል::
9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቅርብ ኣለዎ::
10. እዚ ፕሮፈርማ ዕድጊት ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::