ጨረታ ብሬድዩ ዝተጋወሐሉ 8/5/2017 ዓም
1 ዓይነት ፕሮጀክት ሓባር ዒላ ዝስርሐሉ ጣበያ መስሕል ቁሸት ማይ ቁልዑ በዝሒ 4 ጣብያ ኩሉ ፈርሀ ቁሽተ እናዳምኬኤል በዝሒ ክልተ ጣብያ ፈርሀ ቁሽተ ኣድሰብሁ በዝሒ ክልተ : ንምስራሕ ዘድሊ ግዜ መዓልቲ 100 መዓለቲታት
2 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ብቅዓት መረጋገፂ ምስክር ወረቀት
3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ምዝገባ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእልን
4 ናይ ወርሒ ሕዳር 2017 ዓም ቫት ሪፖርት ወይድም ዲክለሪሽን ከቅርብ ዝክእል
4 ናይ ግብሪ ከፋሊ ቲን ናመበረ ከቅርብ ዝክእል
4 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
5ብናይ ማይ ትንከፈ ሰራሕቲ ካብ ብርኪ ሽድሽድተን ልዕሊኡን ዝኮኑ ክሳተፉ ይክእሉ
6 ተወዳደርቲ መከበሪ ፕሮፎርማ 50000 /ሓምሳ ሽሕ ቅርሽ/ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይትመስረተ ዉሕስና ባንኪ ከቅርብ አለዎ
7 ኣብ ዝሐለፉ 7 ዓመታት ብናይ ማይ ስራሕቲ ናይ ልዕሊ ሰለሰተሚለዩን ቅርሽ /3,000,000/ ልዕሊኡን ብዘፍር ማይ ኮንስትራክሽን ስራሕ ሰረሑ ብዉዕሉ መሰረት ወዲኡ ዘረከበ ምካኑ ሕጋዊ ፋይናንሻል ኦዲት ሪፖርት ወይ ናይ መወደእታ ክፍሊት ዝተፈፀመሉ ምስክር ወረቀት መረጋገፂ መረዳእታ ሰነድ አታሓሐዚ ከቅርብ ዝክእል
8 ሕድሕድ ተወዳደሪ ነቲ ፕሮጀክት መፈፀሚ ዝኮን ካፒታል ኣብ ሒሳብ እዚ ጨረታ ቅድሚ ምዉፅኡ ቅድሚ ወርሒ ኣብ ዝተፈለጠ ባንኪ ልዕሊ ሐደ ሚለዩን ቅርሽ /1,000,000/ ትራንዛክሽን ከሪኢ ዝክእል መረዳታ ዘቅርብ
9 ሰዓራይ ዝከዉን ተወዳደሪ ኩሎም ዝተሐቶ ረቆሒ ኣማሊኡ ዝተሐተ ዋጋ ዝአተዉ ይከዉን
10 ሰዓራይ ተኮናተራይ ምስዓሮ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ገሚሩ አብ ዉሽጢ 3 ተከታታሊ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ዝተዉሃቦ ዲዘይንን እስፐስፊኬሽንን ብዉዕሉ መሰረተ ሳይት ካብ ዝተረከበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 100 መዓልቲታት ሰሪሑ ከረክብ አለዎ
11 ሰዓራይ ተወዳዳሪ ድሕሪ ምስዓሩ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ መከበሪ ዉዕሊ ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ካብቲ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ገንዘብ 10 ሚእታዊ ከቅርብ ዝክእል
13 ተወዳደርቲ ነቲ ስራሕ መሳላጢ ከም ኤክሳካቫተር ኮምፐኣከተርን ጀነሬተር ዘለዎ እንተኮይኑ ናይ ወንነት መግለፂ ሰነድ ዘይብሉ እንተኮይኑ ድማ ናይቶም ዝተገለፁ ዓይነት ማሽነሪታት ክሳብ ሰነ 30 / 2017 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ሕጋዊ ዉዕል ማለት እዉን አብ ቅድሚ ሕጊ ተቀባልነት ዘለዎ ከቅርብ ዝክእል
14 ኩሎም ተወዳደርተ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 5/5/2017 ዓም ካብ ወረዳ ላላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ህንፃ ቁፅሪ 4: 200 እና ከፈሉ ክወስዱ ይክእሉ
15 ፕሮፎርማ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ፕሮፎርማ ካብ ዝተከፈተሉ ግዝ ን ተከታታሊ 30 መዓልቲታት ይከዉን
16 ተወዳደሪ ናይ ዝወዳደሩ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድ ሐደ ዋና ክልተ ቅድሕ ሰነደታ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታታ ምስዓሸጉ ዋናን ቅዳሕን ኢልካ ኣብቲ ልዕሊ ኣናእሸተይ ኩሎም ፖስታት ብማርከር ብምፅሓፍ ማህተም አብ ልዕሊ እቲ እሽግ ብምግባርን ደጋም ኩሎም ኣናሽተይ ፖስታ ኣብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ መሊሱም ብምሽዓግ እቲ ዕሻግ ማህተም ክዓርፎ ብምግብር ናይቲ ዝወዳደርሉ ፕሮጀክት ሽም ናይ ኮንትራክተ ሽምን ኣድራሽን ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብይ ፖስታ ብማርከር ብምፅሓፍን ነቲ ዉድድር ተባሂሉ ኣብ ህንፃ ቁፅሪ 4 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 12/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ክቀርብ አለዎ
15 እቲ ፕሮፎርማ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት
17 አብ ስንዱቅ ዝአተወ ፖስታ ብዘይ ምህላዎም ዘይክፈት ኣይህልዉን
18 ቤት ፅሕፈትና ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ፕሮፍርማ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914388160 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል