ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ መኪና መለዋወጢ (ስፔር ፓርት)ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

P.Rተ.ዓይነት ንብረትመፍለይመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
359721Brake pad04465-yzzf6pcs01toyota model HZJ-79
2Adjuster Brake47061-60030pcs01
3Adjuster47062-60020pcs01
4Shock Absorbar Front48511-69645pcs02
5Shock Absorbar Rear48531-69645pcs02
6Front Dumper spring48304-60110pcs01
7Radiator Assy16400-17300pcs01
8Timing Belt cover11321-17040pcs01
9Fan pully16371-17010pcs01
10Gasket11328-17030pcs01

– ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ሻት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።

– እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።

ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ) ክህብ ኣለዎ።

– ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።

ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 06/ 05/2017 – 08 /05 /2017ዓ/ም ሰዓት 11:00 እዩ።

— ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 09 /04 /2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኸውን ።

ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ

መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404674 /0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።

ምስ ሰላምታ