ምልክታ ጨረታ
ቤት - ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወሱ ሳዕሲዕ ናይ ዋሽ ንሴክተራት ግልጋሎት ውዕል ናይ እዳስትርያልን : ህንፃን መሳረሒ ፣ ስላፕ መሳረሒ ውፅኢት መዓድንን ናይ ቢሮ ኣቆሑትን ብፕሮፎርማ/shopping/ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።
ተጫረቲ ከተማልእዎም ዝግባእ ነጥብታት
1. ተጫረቲ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲፍቃድ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊከትን ቲን ናምበርን ዘለኩም፣
2. ተጫረቲ ነናይ ባዕሉ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ክከውን ኣለዎ፡
3. ተጫረቲ ቫት ዝተመዝዝቡን ናይ ወርሒ ሕዳር 2017ዓ/ም ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከተቅርቡ እትክእሉ፡ ዲተረቲ መክበሪ ጨረታ ዝከውን ብ CPO እዳስትርያልንህንፃን መሳረሒ ብር 10000 ንስላፕ መሳረሒ ብር 3000 ንናይ ቢሮ ኣቆሑትብር 3000፣ ንውፅኢት መዓድን ብር 3000 ከተትሽዙ እትክእሉ፣
5. ተጫረቲ ንብረት ቀርበሉ ማዓልቲ ሰዓርቲ ምካንኩም ካብ ዝነበርሉ ዕለት ጀሚሩኣብ ውሽጢ 3 ማልቲ ይከውን፣
6. ተጫረቲ ንበክበሪ ውዕሊ 10% ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ንብረት ከትሕዝ ዝክእል፣
7. ተጨረቲ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ስርስ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከውን፣
8. ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ መፅዓንን መራገፍን መጎዓዐዝን ኣብ ግምት ዘእተወ ክከውን ኣለዎ፣
9. ተጫረቲ ኣብ ዘቅረብዎዶክመንት ሽሞም ፌርማኦምን ማህተሞምን ክዓርፎ ይግባእ፣
10. ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከምኡ እውን ዝተማልአ ዶኩመንት ኣብ ዘቅረብሉ ይክፈት፣
11. ጨረታ ብዝተፈላለየ ምክንያት ከዛብዑ ዝፍትኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ንቀፃሊ ከይሳተፍ ይገብር፡
12. እቲ ውድድር ITEM by ITEM መሸነፋይ ይከውን፡
13. ናይ ጨረታ መጠን 20% ክውስክ ወይ ከዓ ክቅንስ ይክእል፡
14. ሰነድ ዝሽየጠሉ እዋን ካብ 5/05/2017ዓ/ም 11/05/2017ዓ/ምኣብ ወረዳ ሱ/ሳዕሲዕ ከይዲ ስራሕ ዕን/ ምም/ርን ይከውን፣
15. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/05/2017 ዓ/ምከይኑ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተዓሸጉ ኣብ ተመሳሰሊ 4:30 ይክፈት
16. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፤
17. ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 100 ናብ ሒሳብ 100053950157 ል/እ/ፋ/ም/ርን ወ/ሱ/ሳዕሲዕኣቀዲምኩም ኣታዊ ብምግባር ሰነድ ክትግዝኡ እትክአሉ፤
18. ኣድራሻ ኣብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ዞን 01 ኣብ ከባቢ በሪ ሃይ ስኩል ዕ/ን/ምም/ርን ሓቲትኩም ምርካብ
ትክእሉ፡