1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን : ናይ መቅረባይነት ናይ ግበሪ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር : ቫት ተመዝገብቲ ዘኮነ ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል
2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፈሊ በሪ ቁፅሪ G1 02 ካብ ዕለት 2/5/2017 ዓም ክሳብ 16/5/2017 ዓም ዘይመለስ 200 ቅርሺ ብምከፋል ምዉሳድ ይክእሉ
3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረክብሉ ይከፈት
4 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ጨረታ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል