1 ዓይነት ስራሕ ሓባር ዒላ በዝሒ ክልተ ዝስርሐሉ ጣበያ በለስ ፍሉይ ቦታ ግራ ዕላልን ዕንጉለ ስየን : ንህንፀት ዘድሊ መዓልቲ 60 መዓለቲታት ደረጃ ብርኪ 9 ልዕሊኡን ዝኮነ
2 ሓባር ዒላ በዝሒ 2 ዝስረሐሉ ቦታ ማይ ጥምቀት ቁሸት ሰቀላ ፍሉይ ቦታ ማይ ጋሳ : ንህንፀት ዘድሊ መዓልቲ 60 መዓለቲታት ደረጃ ብርኪ 9 ልዕሊኡን ዝኮነ
3 ዓይነት ስራሕ ካናል ምንዋሕ በዝሒ 980 ሜትሮ ዝስርሐሉ ቦታ ማየ ጥምቅት ፍሉይ ቦታ ማይ ሕነ በዝሒ ዘድሊ ማዓልቲታት 110 መዓልቲታት ደረጃ ብርኪ 9 ልዕሊኡን ዝኮነ
4 ክትወዳደሩ እትደልዩ ብናይ ማይ ህንፀት ሰራሕቲ ካብ ደረጃ ብርኪ ትሽዓተን ልዕሊኡን ዝኮንኵም ብማይ ተንከፈ ኮንስትራክሽን ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ከቅርብ ዝክእል
5 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ብቀዓት መረጋገፂ ብማይ ተንከፍ ከቅርብ ዝክእል
6 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ምዝገባ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእልን
7 ናይ ወርሒ ሕዳር ወይ ታሐሳስ 2017 ዓም ቫት ሪፖርት ወይድም ዲክለሪሽን ከቅርብ ዝክእል
8 ናይ ግብሪ ከፋሊ ቲን ናመበረ ከቅርብ ዝክእል
9 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
10 ወይ ኣብ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረት ኣብ ዘዳለወ መርበብ ሓበሬታ ዝተመዝገበ ምካኑ መረዳአታ ከቅርብ ዝክእል
11 ተወዳዳራይ ቴክኒካል ሰነድ ፋይናንሻል ሰነድን ከማልእ አለዎ ዘማለአ ዝተሐተ ዋጋን ዝመለአ ተወዳደራይ ሰዓራይ ይከዉን
12 ኣብ ምምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ አይብሉን እንተሊዎ ናይ ባዕል ወና ፊርማን ማህተምን ክህልዎ አለዎ እንተዘይኮይኑ ድማ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን
13ተጫረቲ ኣብ ተቅርብዎ መወዳደሪ ሰነድ ሕድሕድ ገፅ ሽም ኣድራሻ ክታምን ማህተምን ክዓርፈሉ አለዎ
14 ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ቁፅሪ 17 ሰነድ ጨረታ ዘምለስ ብር 200 እና ከፈልኩም ካብ ዕለት 30/4/2017 ዓም ክሳብ 14/5/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ኣበ ሰራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትወሰዱ ትክእሉ
15 ሰነድ ጨረታ ዝሐዘ ሳንዱቅ ዕለት 15/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት ይኩን ዳኣምበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም በዘይምርካቦም ከይዲ ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን
16 ናይ ካናል ምንዋሕ ዝሐዘ ሳንዱቅ ዕለት 15/5/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት ይኩን ዳኣምበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም በዘይምርካቦም ከይዲ ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን
17 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342440307