ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ

1 ብዝርዝር ብዕለት 17/04/2017 ዓም ብቁፅሪ  40 /1/2017 ብዝተለኣካልና ሕቶ ደብዳቤ መሰረት ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሓባር ዒላ ሕጋወያን ነጋዶ ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕሮፎርማ ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሐባር ዒላ ኣብ ማይ ተንከፍ ዝተወፈሩ ሕጋዊያን ነጋዶ ናይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ  ከስርሕ ይደሊ

2 እተን ሓባራዊ ዒላታት ሰራሕቲ ኣብይ ከምዝስራሓ ንምስራሕ ዘድሊ በዝሒ መዓልቲን መወዳደሪ ረቆሒ ከምዝስዕብ ይከዉን

1 ዓይነት ስራሕ ሓባር ዒላ ዝሰርሐሉ ቦታ ጣብያ በለሰ ቆሸት መስቀሎም ፍለይ ቦታ ደንቢሸካ በዝሒ 5 ንህንፀት ዘድሊ ሰራሕቲ  100 ፍልፍል በጀት FSRP

2 ዓይነት ስራሕ ሓባር ዒላ ዝሰርሐሉ ጣብያ ዓዲግዳደ ቆሸት  ኣፆመነ ባርሰረቃን ፍሉይ ቦታ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታ 2000 ሬዲያስ በዝሒ 10 ንህንፀት ዘድሊ መዓልቲ 100 ፍልፍል በጀት FSRP

3 ዓይነት ስራሕ ሓባር ዒላ ዝሰርሐሉ ጣብያ ሰቀላ ቆያፃ ቁሸት ዓዲ ልኡልፍሉይ ቦታ ማይ ኩሕሊ በዝሒ 10 ንህንፀት ዘድሊ መዓልቲ 100 ፍልፍል በጀት FSRP

4 ክትወዳደሩ እትደልዩ ብናይ ማይ ህንፀት ሰራሕቲ  ካበ ብርኪ ሽድሽተን  ልዕሊኡን ዝኮነ ኣበ ዝሐለፈ 7 ኣብ ናይ ማይ ተንከፈ ሳረሕቲ ስርሖም ብጠቅላላ ድምር ማይከላይ ዉፅኢት እንተነኣሰ 2.5 ሚሊዩን ፕሮጀክት ዘረከበ ምካኑ ሕጋዊ ፋይናንሻል ኦዲት ሪፖርት ድማ ሕጋዊ ናይ መወዳእታ ክፍሊት ዝተፈፀመሉ ምስክር ወረቀት ወይድማ  ናይ ፐይመንት ሰርተፊኬት መረጋገፂ ወይ መረዳአታ ሰነድ ምስ ደኩመንትአ ታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

5 ተወዳደርተ ዓብይ ፕሮጀከት ካፒታል ዝሐትት ስለዝኮነ መፈፀሚ ሰራሕ እነተነኣሰ ኣብ ሒሳብ ኣካዉንት ባንኪ 2ሚሊዩን ብርን ልዕሊኡን ዘለዎ ቅድሚ ጨረታ ምዉፅኡ ንወርሒ ናይ ባንኪ ትራንዛክሽን ዘመላከት ምካኑ ካብ ዘተፈለጠ ባንኪ መረዳአታ ሰተትመንት ከቅርብ ዝክእል

6 ብማይ ተንከፈፈ ኮንስተራክሽን ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ከቅርብ ዝክእል

7 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ብቀዓት መረጋገፂ ብማይ ተንከፍ ከቅርብ ዝክእል

8 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ምዝገባ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእልን

9 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ወይ ሕዳር 2017 ዓም ቫት ሪፖርት ወይድም ዲክለሪሽን ከቅርብ ዝክእል

10 ናይ ግበሪ ከፋሊ ቲን ናመበረ ከቅርብ ዝክእል

11 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

12 ወይ ኣብ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረት ኣብ ዘዳለወ መርበብ ሓበሬታ ዝተመዝገበ ምካኑ መረዳአታ ከቅርብ ዝክእል

13 ቴክኒካል ዘይሐለፈ ተወዳዳሪይ ወይ ተጫራታይ ፋይናንሻል ሰነድ ኣይክፈተሉን

14 ቴክኒካል መዓቀኒታት ሙሉእ ብሙሉእ ዘመላአን ዝተሐተ ዋጋን ዝመለአ ተወዳደራይ ሰዓራይ ይከዉን

15 ተጫረቲ ኣብ ተቅርብዎ መወዳደሪ ሰነድ ሕድሕድ ገፅ ሽም ኣድራሻ ክታምን ማህተምን ክዓርፈሉ አለዎ

16 ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይደየ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳርን ቁፅሪ 17 ሰነድ ጨረታ ዘምለስ ብር  200 እና ከፈልኩም ካብ ዕለት 28/4/2017 ዓም ክሳብ 7/5/2017 ዓም ሰዓት 1130 ኣበ ሰራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትወሰዱ ትክእሉ

17 ሰነድ ጨረታ ዝሐዘ ሳንዱቅ ዕለት 8/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት ይኩን ዳኣምበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም በዘይምርካቦም ከይዲ ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342440307