ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ሕንጣሎ ከይድ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀትን

1 ተጫረቲ ደረጃ 8 ህንፃ ኮንስትራክሽን BC ኣናሽተይን ደረጃ 8 ህንፃ መንገድን ጠቅላላ ኮንስትራክሽን GC ደቂቅን ንግድ ትካልን ኮንስትርክሽን ማሕበራት ዉልቀ ዳአንትን ዝምልክት ኮይኑ ኣብ ላዕሊ ኣብ ዝተገለፀ ፕሮጀክት ክጫረቱ ይክእል እዩም

2 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ኦርጅናልን ዘይምለስ ኮፒን ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓትን ደቀቅቲ ኣናእሸተይ ንግዲ ትካላት ዝተዉሃቦ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ናይ ንግድ ምዝገባ  ምስክር ወረቀትን ስራሕ ፍቃድን ናይ ኮንስትራክን ተኮናተራይነት ብቅዓት መረጋገፂ  ካርዲ ናይ ግብሪ ከፋላይ መዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ናይ መቅረባየንተ ሰርፊኬትን ናይ ታሕሳስ ወርሒ ቫት ዲክላሪሽንን ሰርተፊኬት ከምእዉን በዚ ሓድሽ መመርሒ ነቲ ዝሐዝዉ ብርክ ዝምጥን ስራሕ ልምድን ግብሪ ዝከፈልሉ ምካኖም ዝገልፅ መረዳእታን ካብ ሕጋዊ ካብ ኣከብቲ ግብሪ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኮኑ አለዎም

3 መከበሪ ጨረታ ካብዞም ዝስዕቡ ብሐዲኡ መልክዕ ዝቀርብ ኮይኑ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብናይ ኢትዩጰያ ብሄራዊ ባንኪ  ካብ ዝተፈቀደሎም ባንኪታት ወይድማ ፋይናንሳዊ ትካላት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ታት ወይድማ ፋይናንሳዊ ትካላት ብዝረጋገፅዎ ቼክ ማለት እዉን ስፒኦ 45000 ከቅርቡ አለዎም

4 መከበሪ ጨረታ ብኣድራሻ ናይ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ሕንጣሎ ከይድ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀትን ተባሂሉ ክፀሓፍ አለዎ

5 ብተወሳኪ ዕለትን ሽምን ተጫራታይ ኣብቲ መከበሪ ጨረታ ክፃሓፍ አለዎ

6 ተጫራቲ ናይ ዝተጫረትሉ ስራሕቲ ፕሮጀክት ዉዕሊ ካብ ዝፍፅሙ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 120 ተከታታሊ መዓልቲ ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

7 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 21/4/2017 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ሕንጣሎ ከይድ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀትን ቢሮ ቁፅሪ 28 ኣድላይ መረዳእታ ብምሓዝ 500 ቅርሺ ብምክፋል  ክወስዱ ይክእል እዩም

8 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ጨረታ ሰነድ ሐደ ኦርጅናል ክልተ ፎቶ ኮፒ ኮይኑ ብቅዳሕ ከቅርብ ዝግብእ ዝርዝር ስራሕ ቨኤኪዉ ጠቃለልን ዲዛይንን ጥራሕ ኮይኑ ሕድሕድሕ ሰነዳታ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታታት ምስተዓሸጉ ኩሎም ፖስታት ኣብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግን ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት አብ ልዕል እቲ ዓብይ ፖስታ ብዝርአ ቀለም ብምፅሓፍ ናብቲ ጨረታ ተባሂሉ  አብ ዝተዳለወ ቢሮ ቁፅሪ 28 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 12/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ አለዎም

9 ተጫረቲ እቲ ጨረታ ሰነድ ብወነ ተሪዲኦም ዋጋ ብምምላእ ፊርማን ማህተምን ብምዕራፍ እቲ ጨረታ ሰነድ ከምቲ ክሽየጥ ኮሎ ዝነበረ ከየጎደሉ ከቅረቡ አለዎም

10 እቲ ጨረታ ወይድም ሕጋዊ ወከልሮም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 12/5/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ዕለት 12/5/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ

11 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ጨረታ ካብ ዝትከፈተሉ ግዜን 45 መዓልቲ እዩ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914282311 0911084657