ምልክታ ዋጋ መቅረቢ/ፕሮፎርማ/ 08
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ላፕቶፕ ቦርሳ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ክአ ይደሊ:: በዚ መሰረት እዞም ዝሰዕቡ ረቋሒታት እተማልነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ::
መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም::
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ::
3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪ /TI ዘለኩም፧
4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ክቕርብ ዝክእል::
5. ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዱሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሽም፣ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፣ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 04 2017ዓ/ም ክሳብ 23/04/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 400 ክትቕርቡ ክትወዳደሩ ትክእሉ::
6. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት23/04/2017ዓ/ም ሰዓት 4.00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4.30 ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይከፈት :
7. ብእቲ ዝቐርብ ዕራቱ ዝሓለወ ክኸውን አለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን ::
8. አብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን ::
9. ካብዚ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቐይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን ::
10. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ስለ ዘግልግል እቲ ሰራሕ አረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ ::
11. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ ሰራሕ ብስፈሰፈኬሽን መሰረት ንከቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተሰማሚዔ ኣለኩ
12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጅሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኸውን::
13. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ::
14. ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚን መፅዓኒ መራገፊ ወሲዶም ፎቶኮፒ ኣራቢሖም ናብ ቤት ፅሕፈትና ብውዕሎም መሰረት ኣታዊ ዝገብሩ፡፡
15. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቂን ቁፅሪ 0026444876 ከም ዝኮነ ንሕብር::
16. እቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትግበር::
17. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና መፀእካ ምውሳድ ይከኣል::
18. ንተወሳኺ ሓብሬታ ብሰልኪ ቁፅሪ - - 03 44-41 65 70 ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ ትግራይ
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግልፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
01 | ናይ ላፕቶፕ ቦርሳ | ብሳምፕል | ቁፅሪ | 01 |