ለካቲት 23 2ይ ብርኪ ቤት/ቲ

ምልክታ ጨረታ ግዝኢት ኤሌክትሮኒክስ/ኣይሲቲ/

ንኹሉኹም ሰብ ዋና ትካል መሳርሒ ፅሕፈት ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ለካቲት 23 እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዝርዘሩ ዓይነታት መሳርሒ ፅሕፈት ዋጋ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝሰዕብ መምልኢ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100 ክፊልኩም ካብ ቤት ትምህርትና ፋይናንስ ምምሕዳርን ብምውሳድ መሊእኹም ክሳብ እዚ ኣብ ታሐቲ ዝተገለፀ ዕለትን ስዓት ክተእትው እናፀዋዕና እዞም ዝሰዕቡረቃሕታት ክተማልኡ ንሕብር

ዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቐላላ ዋጋመብርሂ
1ፓወር ኬብልቑፅሪ10
2ዳታ ኬብል ዴስክ ቶፕቑፅሪ10
3ድቫይደርቑፅሪ10
4ፍሳሽ ኤልጂ 128 ድቪቑፅሪ15
5ማሽን ፎቶኮፒ ካኖን 2024ቑፅሪ1
6ኤችፒ ሌዘር ጀት ፒኣሮኦ400ቑፅሪ1

1. ኮፒ መፍለይ ቁፅሪ ነጋዳይ

2. ኮፒ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

3. መኽበሪ ጨረታ ኣብ ዋጋ ዝሕሰብ ብር 10.000/ብር ዓሰርተ ሽሕ/ ብጥረ ገንዘብ የትሕዝ

4. ዋጋ ዝምላእ ብዝተቐመጠ መዐቀኒ ኢዩ

5. ዋጋ እንትምላእ ቫት ሓዊሱ ኢዩ

6. ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ ተራንስፖርት የቕርብ

7. ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ኣታዊ እተዘይገይሩ ውዕሊ ከምዘፈረሰ ተቖፂሩ ንመኸበሪ ጨረተ ካብ ዘትሓዞ ገንዘብ 30% ተቐናሲ ተገይሩ ይምለሰሉ

6. ጨረታ ዝወፀሉ  ዕለት 17/04/2017ዓ/ም ዝውድአሉ ዕለት 24/04/2017ዓ/ም ስዓት 6፡30 ተዓፅዩ ልከዕ ስ ዓት 8፡00 ይኸፈት

7. ቤት ትምህርትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ በዚ ጨረታ አይግደድን

8. ናይ ተጫራታይ ሙሉእ ኣድራሻ ምፅሓፍ ግድን ይኸውን

ወረዳ ________________ ጣብያ ________________ ቀጠና ________________ ሰልኪ ________________

9. ማህተም ትካል ዝየብሉ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

10. ግዝያዊ ኣድራሻ ዓይደር ሓፈሻዊ 2ይ ብረኪ ቢት ትምህርቲ