ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ግልጋሎት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኣብዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘርፍኹም መሰርት ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ቲን ናምበር ኣብ VAI (ቫት) ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ናይዚ ዓመት ናይ መጨረሻ ወርሒ VAT ድክላሬሽን ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል እዚ ግለፂ ጨረታ ካብ ዕለት 17/4/2017 ዓ/ም ክሳብ 26/4/2017 ዓ/ም ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቐፅሪ 3-19 ዘይምለሰ 100 .00 /ሓደ ሚእቲ ብር ሰነድ ጨረታ ከፊልኩም ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::

ንፍሉይ ሓበሬታ

ስ-ቑ-0344406451

ምሰ ሰላምታ!!