1 ናይ 2012 ዓም ናይ 2013 ዓም 2016 ከምእዉን 2017 ዓም ብቀዓት መረጋገፂ ስራሕ ተኮናተርቲ ፍቃድ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ አለዎም
2 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሐለፉ ሰለሰተ ኣዋርሕ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታት ከምእዉን ምስክር ወረቀት ከፋላይ ግበሪ ከቅርቡ አለዎም
3 መከበሪ ጨረታ 800480.123/ ሸሞት ሚኢቲ ሰማኒያ ሽሕን ኣርባዕተ ሚኢቲን ሳማኒያን ሐደ ሚኢቲን ዒስራን ሰለሰተን ሳንቲም/ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ክፍሊት መአዘዚ ቼክ ወይ እዉን ብጥረ ገንዘብ ከቅርቡ አለዎም ብጥረ ገንዘብ ዝቀርብ እንተኮይኑ ድማ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ኣታዊ ዝገበረ ምካኑ ዝሕብር ቅብሊት ወይ እዉን መቀበሊ ሰነድ ከቅርብ አለዎ
4 ናብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ተባሂሉ ክቀርብ አለዎ
5 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ስራሕ ቦታ ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሮም ኣብ ዉሽጢ 120 ተከታታሊ መዓልቲ ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም
6 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 15/4/2017 ዓም ክሳብ 15/5/2017 ዓም ሰዓት 300 ንጉሆ ካብ ቤት መዘጃጋ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ቢሮ ቁፅሪ 10 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፁ ዘይምለስ 1500 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ
7 ተጫረቲ እኩል ልምድን ዓቅምን ዘለዎም ምካኑ ብቅዓት መረጋገፂ ከቅርቡ ዝክእሉን ከምእዉን ኣብ ማይ መንገዲ ፕሮጀክት ስራሕቲ ተፋሰስ ብዝድለ ፅሬትን ብቅዓትን ከምዝሰርሐ ናይ ፅሑፍ መረጋገፂ ከቅርቡ አለዎም
8 ተማሕይሹ ብዝወፀ መምርሒ ቁፅሪ 03/2016 ዓም ናይ ቴክኒካል መገምገሚ ረቆሒ እዝሐለወ ኮይኑ ነቲ ፕሮጀከት ንምስራሕ ዘድሊ ሰብ ሞያን ማሽናትን ብመምርሒ ቁፅሪ 648 /2013 ዓም ብዝድንግጎ መሰረት ዘማልኡ
9 ተጫረቲ ናይ ዝተጫረትሉ ፕሮጀክት ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ቴክኒካዊ ጨረታ ሰነድ ሐደ ዋናን ልት ቅደሕን ድማ ፈይናንሳዊ ሰነድ ብቅዓት መረጋገፂ ስራሕ ተከናተሪ ምስክር ወረቀት መቅረባይነትን ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሐለፉ ሰለሰተ ኣዋርሕ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከምእዉን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይናት ግብሪ ከቅርቡ አለዎም
10 ዋናን ቅዳሕን ሽም ኣድራሻን ኛህተምን ፊርማን ተፃሒፍሉ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክሳብ 15/5/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ብኣካል ወይ ሕጋዊ መረዳእትኦም ከእትዉ ይክእሉ
11 ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ቅጥዒ ብትክክል መሊኦም ኣብ ነብስወከፍ ገፅ እቲ ሰነድ ጨረታ ፊርማን ማህተምን ገይሮም ቅደም ተከተል ሓሊኦም እቲ ሰነድ ጨረታ ከምቲ ክሽየጥ ዘሎ ዝነበረ ከሎ ከየጎደሉበ ከቅርቡ አለዎም
12 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕልፀሉ ግዜ 15/5/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ኮይኑ ኩሎም ተጨረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ 15/5/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ቢሮ ይክፈት
13 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
14 ንተወሳኪ ሐበሬታ
0914538128 0914412167