ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ስውሓ ሳዕሲዕ

ቁፅሪ ዕ/ን/ም/ፋ/ወ/ስ/ሳ/162/17

ዕለት 09/04/2017

ፕሮፎርማ/Shopping/

ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ርፋይናንስን ወረዳ ሱቡሓ ሳዕሲዕ ንቤት ዕዮ ዘፈር ተጠቃምነት ግልጋሎት ዝውዕል ካብ UNFPA ዝተመደበልና በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕርፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

1. ናይዚ ዓመት 2017 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይነትመፍለይ ቁፅሪ/Tin/፤ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድዝተሓደሰ ፤ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዲክለር ዝገበረ ከተቅርቡ እትክእሉ።

2. መክበሪ CPO ብሽም ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስንወ/ሰ/ሳዕሲዕ ብር 3000 ከትሕዝ ዝክእል ።

3. እቲ ዝቀረበ ንብረት ፅሬቱ ተፈትሹ ተቀባልነት እንተዘይ ረኪቡ እቲ ንብረት ተመላሽ ይኹን

ካብ ዝተብሃለሉ ማዓልቲ ዝቑፀርኣብ ውሽጢ 4 ማዓልቲ በቲ ዝድለ መዐቀኒ ተቀይሩ ኣታዊ ክከውን ይግባእ

4. ንሓደ ዓይነት ንብረት ክልተ ተወዳደርቲማዕረ ዋጋ እንተመሊኦምዎ ብመምርሒ መሰረት ሰዓራይ ይፍለ።

5.እዚ ምልክታፕርፎርማ ካብ ሎሚ ዕለት 09/04/2017 ክሳብ ዕለት 11/04/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 12/04/2017 ዓ/ም ሳዓት 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሳዓት 4፡30 ኣብ ተመሳሰሊ ሰዓት ይክፈት

6. ኩሎም ንብረታት ኦርጅናል ምካኖም ምስ ተረጋገፁ ኣታዊ ይኮኑ

7. ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተፈለጠ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል ምካኑ

8. ቤት ፅሕፈትና ዘሐሽ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

9. ኣብ ሞንጎ ንዝፍጠር ክርክር ተማሓይሹ ብዝወፀ ስርዓት ዕደጋን ምም/ርንብረትን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 መሰረት ይፍፀም።

10. እዚ ዕደጋ ብናይ ኤንጅኦ ስርዓት ዕደጋ ዝፍፀም ይኸውን ።

11. ንብረት ባዕሉ ኣጓዓዒዙ ከቕርብ ዝኽእልን ንብረት ፅሬቱ ዘረጋግፅ

12. በዝሒ ወይ መጠን ክንውስኸ ወይ ክንቅንስ እንኸእል 20% እዩ ።

ተ.ቁዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠ ዋጋ
1ፕሮቶኮል መመዝገብ ኣታውን ወሃ ደብዳቤ እንኦርጅናልቁፅሪ4
2ሓቃፊ በዓል ብረትኦርጅናልቁፅሪ14
3ዲቫይደር በዓል 8ኦርጅናልቁፅሪ3
4ሲነር ላይን ማስታወሻ ንእሽተይኦርጅናልቁፅሪ163
5እስክርቢቶ NK office ብሳምፕልኦርጅናልፓኬት90
6እርሳስ HDኦርጅናልፓኬት4
7መደምሰስኦርጅናልቁፅሪ180
8በዓል መስመር ወረቐትቀዳማይ ደረጃኦርጅናልደስጣ3
9ኮምፒተር ወረቀትኦርጅናልዴስጣ24
10ደፍተር በዓል 50 ሱሑቀዳማይ ደረጃኦርጅናልደርዘን120
11ቃለ-ጉባኤ ዓብዪኦርጅናል40620
12ኮምፒተር ቀለም 59Aኦርጅናልቁፅሪ6

ሞባይል ቁፅሪ 0962322284/0914127150/