ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

ዕለት 09/04/2017 

ቑፅሪ ተ6-4/ለ6/1121

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ኤሎትሮኒክስ መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-


ተ.ቁዓይነት ንብረት/ግልጋሎትመፍለይመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1Disktop MonitorPer specificationpcs01
2Rj-45Per specificationpcs100
3CMS batteryPer specificationpcs30
4Electric blowerPer specificationpcs01
5External CD-driverPer specificationpcs01
6Laptop battery PA3817U-1BRSPer specificationpcs01
7Laptop battery For Toshiba PA5023u-1BRS PA5024UPer specificationpcs01

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት II No ኮፒ ከቅርቡ።

➢ እዚ ፕሮፎማ እዝይ ካብ ዕለት 9/04/2017 ዓ/ም እስካብ ዕለት11/04/2017 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 11/04/2017 ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 8:40 ድማ ይኽፈት።

➢ እዚ ፕረፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ንምቅራብ ናይ ሕድሕድ ዋጋ ክምላእ ኣለዎ።

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር መሰረት እስፐሲፊክሽን ኾይኑ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ ህንፃ 1/Block 1/ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕለዉ 'ዩ።

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ።