ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ

በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ሕጋዉያን ተጫረቲ

  1. ሰነደ ጨረታ ካብ 27 ሚያዝያ 2008 ዓም ክሳብ 8 ግንቦት 2008 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ክልተ አዉላዕሎ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
  2. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 08/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ድማ ተጫረቲ ወይድማሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተዘይሃለዉን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይኽፈትን ይግምገም::

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ

ብስ/ቁ 0344430357 0931726542 ምሕታትይከአል2016-03-02