ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ሞተር ሳይክል ከፀግን ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከፀግን ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ብዘርፉ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርት ፊኬትን IN ቑዕሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእለ፡፡

3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡፡

5. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ የረክቡ፣፣

6. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 28/03/2017 ክሳብ 01/04/2017 ዓ/ም ስዓት 4፡30 ናይ ንጉሆ ይኸውን፡፡

7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ 0344418556 ወይም 0914-742142 ምርካብ ይከአል እዩ፡፡

ተ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነዋጋጠ/ዋጋሞዴል
ብርብር
1ፅገና ሞተር ሳይክልpcs1ያምሃ