ምልክታ ዋጋ መ ቅረቢ ፕ ሮ ፎ ርማ ቁፅሪ 10/2017ዓ.ም
ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም ፦
❖ ናይ2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፋቀድ ዘለኩም ።
❖ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ብመቅረባይነት ዝተመዝገቡን ናይ2017ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ።
❖ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (Tax identification Number) ዘቐርቡ ተወዳደርቲ ።
❖ ነቶም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ ረቑሓታት እተማልኡ ተወዳደርቲ መረዳእታኹም ፎቶ ኮፒ ገይርኩም ዋጋ መሊእኩም
ዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት 27/03/2017 ዓ.ም ክሳብ ዕለት30/03/2017ዓ.ም ሰዓት 11:30 ናይ ምሸት ኣብ ዘሎ ጊዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓዉልቲ ኣብ ዝርከብ ኣብ ከባቢ ፕላኔት ሆቴል ፊት ንፊት ዘሎ ሰናይ ዘበን ዝርከብ ህንፃ 2” ደብሪ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ቢሮ ቁፅሪ 10 ኸተቕርቡ ንዕድም፡፡
❖ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 01/04/2017ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ይከውን።
❖ ዝልእኹምዎ ዶኩመንት ብንፁር ብዝረኣየሉ መንገዲ ኮፒ ገይርኩም ክተታሓሕዙ ኣለኩም ።ብንፁር እንተዘይተራእዩ ግን ካብ ዉድድር ወፃኢ ከም ዝኸውን ነፍልጥ፡፡
❖ ፕሮፎርማ ኣብ ሞንጎ መቅረባይን ቤት ዕዮን ምውዕዓል ከአድለየ እቲ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
❖ እቲ እትመልእዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ እንተናአሰ ፕሮፎማ ካብ ዝተካፈተሉ 7' ናይ ስራሕ ማዓልትታት ይክውን።
❖ ተጠቃሚ ኤጀንሲ ዘድሊ ግልጋሎት እንተዘይ ረኺቡ ክፍሊት ክፍፅም አይግደድን።
❖ ኤጀንሲና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ታቁ | ዓይነትን ብረት | መፍለይ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብሮ | ሳን | ||||||
1 | ፍራቻ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 04 | |||
2 | ፍሬን ሳራ ድሕሪት | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | |||
3 | ፍሬን ሳራ ቅድሚት | ቁፅሪ | 01 | ||||
4 | ካቴና | ኦርጅናል | ሴት | 01 | |||
5 | ማኔላ ፍረስዮን | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | |||
6 | ማኔላ ፍሬን | ኦርጅና | ቁፅሪ | 01 | |||
7 | ጎማ ድሕሪት ምስ ካለማደሪኡ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | |||
8 | ጎማ ቅድሚት ምስ ካለማደሪኡ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | |||
9 | ሆልደር የማን | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | |||
10 | ሆልደር ፀጋም | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 |
ንተወሳኺ ሓበሬታ:- ፕላኔት ሆቴል ፊት ንፊት ኣብ ዝርከብ ናይ ሰናይ ዘበን ህንፃ 2 ደብሪ ናብ ዳይሬክቶሬት ዳ/ር ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 10 ብኣካል ብምቕራብ ወይ ብቁፅሪ ስልኪ 0342406363 ምሕታት ይከኣል፡፡