ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ

ፕሮፎርማ ቑፅሪ 11/2017

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ብነጋዶ ዝምልኣ ሰደቓ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ትርጉምን ምትርጋም ምምፃኣን ምውሳድን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ፡፡

➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣

➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣

➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል።

➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ

ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነተሓሳስብ። ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 25/03/2017 ዓ/ም ክሳብ 27/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ተዓዕዮ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 27/03/2017ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮቑፅሪ

317ይኽፈት።

➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ።

➢ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ።

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ _3‛መዓልቲ ትርጉም ምትርጋም ምምፃኣን መፅኡ ውዕሊ ከኣስር ዝክእል

➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ ክሳተፍ የብሉን።

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ትርጉም ምትርጋም ምምፃእን ምውሳድን ግልጋሎት

ተ.ዝርዝር ስራሕቲ ኩሉ ብሓደ ትርጉም ምትርጋም ምምፃኣንዝርዝር መፍለይ ቁፅሪ (ድሌት ስራሕ)(ፅሑፍ)መለክናይ ሓደ ገፅናይ ሓዊ ዋጋጠ/ዋጋ
ብርብር
1ካብ ኢንግሊዝኛ ናብ ትግርኛብፅሬት ብግዚኡ ምርካብብገፅ01
2ካብ ትገርኛ ናብ ኢንግሊዝኛብፅሬት ብግዚኡ ምርካብብገፅ01
3ካብ ኣማርኛ ናብ ኢንግሊዝኛብፅሬት ብግዚኡ ምርካብብገፅ01

ሽም፡ ፌርማ ዕለት- ስልኪ ቑፅሪ

ሰር ፍትሒታት

ምስ ሰላምታ

ፈፃሚ ኣካል ዕደጋ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ