ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ

ምልክታ ዋጋ መቅረቢያፕሮፎርማ/ 06

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ዲኮር ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ክአ ይደሊ:: በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ::

መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም::

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፧

3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪ /ሸ/ ዘለኩም፣

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ክቕርብ ዝክእል::

5. ምሰ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኸእሉ ምኳንኩም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሽም፤ኣድራሻን፤ ናይ ትካልኩም ማህተምን

፣ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፓሰታ፡ ካብ ዕለት25/03/2017ዓ/ም ክሳብ 27/03/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4.00 ክትቕርቡ ክትወዳደሩ ትክእሉ::

6. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት27/03/2017ዓ/ም ሰዓት 4.00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4.30 ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይክፈት ።

7. ብእቲ ዝቐርብ ዕራቱ ዝሓለወ ክኸውን አለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን ::

8. አብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን ::

9. ካብዚ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቐይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን ::

10. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ሰለ ዘግልግል እቲ ሰራሕ ኣረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ ::

11. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ ሰራሕ ብስፈሰፈኬሽን መሰረት ንከቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተሰማሚዔ ኣለኩ ::

12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠለ መዓልቲ ጅሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኸውን::

13. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ::

14. ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚን መፅዓኒ መራገፊ ወሲዶም ፎቶኮፒ ኣራቢሖም ናብ ቤት ፅሕፈትና ብውዕሎም መሰረት ኣታዊ ዝገብሩ፡

15. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቂን ቁፅሪ 0026444876 ከምዝኮነ ንሕብር::

16. እቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትግበር::

17. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና መእካ ምውሳድ ይከኣል::

18. ንተወሳኺ ሓብሬታ ብሰልኪ ቁፅሪ - - 03 44-41 65 70 ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ ትግራይ

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
01Cushion rear seat71460-35640Set01
02ቴፕ ሶኒ ምስ ኣክሰሰሪSet01

ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ

ፊርማ

ሲቁ