ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጉዓ ተምቤን

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ካብ ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት በጀት ዝቕነስ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት መፅዓኒ፣ መራገፍን ክሳብ እቲ ዝተነፅረ ቦታ መጎዓዐዝን ሓዊሱ ከምኡ እውን ሓሸዋን ፀፀርን ብምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ተቁዝርዝር ንብረትመዐቀኒበዝሒነዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ስሚንቶኩ/ል900ናብ ዝተፈላለየ ጣብያታት
2ጋብዮን 2*1*1ቁፅሪ173ጋልባናይዝድ
3ጋብዮን 2*1*0.5ቁፅሪ37ጋልባናይዝድ
4ጋብዮን 1*1*0.5ቁፅሪ43ጋልባናይዝድ
5ባዴላቁፅሪ14002 ኪግ
6ጋፍያቁፅሪ10191 ኪ/ግ
7ሓሸዋሚ 3160ናብ ዝተፈላለየ ጣብያታት
8ፀፀርሚ 316ኣረጌን

መተሓሳሰቢ

❖ መቕረባይ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተነገሮ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል።

❖ ህንፃ መሳርሒ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩምን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ድክለር እተቕርቡን ።

❖ TIN NO ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነትን ዘቕርብ

❖ መቕረባይ በቲ ዝተነፀረ ስፐስፊክሽን መሰረት ዘቕርብ።

❖ እዚ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ዘይኣመነሉ ነገር እንትፍጠር ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

❖ እዚ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 24/03/2017 ዓ/ም ክሳብ 03/04/2017 ዓ/ም ይኸውን ።

❖ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00

❖ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 04/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡30

❖ ዝኸፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን