ይሓ ሪል እሰቴት ሓ/ዝ/ው/ማ

ፕርፎርማ ዕድጊት ቧንቧ ኣቁሑት

ተ.ቁዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ppr gate valve©20(Techno original)ቁፅሪ06
2ppr chrome valvee20(Techno original)ቁፅሪ06
3Faucet1/2 (OK)ቁፅሪ15
4Angle valve1/2ቁፅሪ20
5HDPE male elbow©32 (Fish)ቁፅሪ06
6Flexible drainage plasticቁፅሪ20
7Teflonቁፅሪ10
8Gl chrome valve1/2 (Sample)ቁፅሪ12
9ppr gate valvee50(Techno original)ቁፅሪ02
10HDPE comprehension elbow032(Fish)ቁፅሪ06
11Float switchWire Length 5 metreቁፅሪ02

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2016/17 ገብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል

2. ናይ ገብሪ ከሩሲ መስስዩ ቁፅሪ (ì) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእልን

4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ብ ብር ኾይኑ ቫት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱእ ይገበር

5. ውሕስና መኽበሪ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ መስዘዚ ክፍሊት ቸክ(ሲፒኦ) ብር 2,000 ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝኽእል

6. ሰነድ ጨረታ ዘይምስስ ብር 50 እናኸፈልካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣል

7. እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕስት 23/3/2017 -03/4/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ፤ ሰዓት 4:00 ኣብ ትካሰና 6o ደብሪ ቁፅሪ 8 ደኽፈት፣

8. አዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ እንተገልገል ሰዓራይ ውፅኢት ካብ ዝፈስሱ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ተኸታታሲ መዓልቲ ፅረት ዘስዎ ንብረት ከረክብ ይገባሽ፤

9. እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ብሙሱ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል፡ቁፅሪ ቴሌፎን-0344404253