ትካል መኣድን ምውፃእ ኢዛና

1 ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ንግደ ፈቃድ ናይ 2007 ዓም ግበሪ ዝከፈልኩምን ከምኡ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩምን ቫት ድክለሰዩን ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ደረጀ ሐሙሽተን ካብኡ ንልዓልን ሕጋዊ ነግድ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ እዚ ምልክታ ብሬድዩ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሪ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ብሰምዒ ኣብ ዝተአሸገ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ደኩመንት ሐደ ኮፒ ደኩመንት ስፒኦ CPO 2% ናይቲ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ ንበይኑ ተኣሺጉ ምስ ቴክኒካል ደኩምንት ከቅርበ እናዓደምና ናይቲ ስራሕ ዝርዝር ዝሐዘ ሰድ ካብ ትካልና ቢሮ ቑፅሪ 117 ብር ሐደ ሚኢቲ ብምክፋል ብኣካል ብምቅራብ ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

3 እቲ ጨረታ ዕለት 16/05/2016 ብአ.ፊ ሰዓት 6:00 ናይ ቅድሚ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ድሕሪ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ትካልና ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኵን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0344 40 4712 ደዊልካÂ ምሕታት ይከኣል እዩ